በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ
ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ!
ዓርቢ ስቕለት
1-ናይ ነግህ ኣቡን
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ነኣምን ነኣምን ነኣምን፣ሕማሞ ለዘኢየሓምም፣
ርግዘተ ገቦሁ ነኣምን፣
ወቅንዋተ እደዊሁ ነኣምን፣
ዬ : ዬ: ዬ፣
ነኣምን ሞቶ ወትንሣኤሁ፣
ለከ ኃይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም
ኣማኑኤል ኣምላኪየ ለከ ሓይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም
ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለከ ኃይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም
ኃይልየ ወጸወንየ ውእቱ እግዚእየ
እስመ ኮንከኒ ረዳእየ
እብል በኣኮቴት
ኣማኑኤል ኣምላኪየ ለከ ሓይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም
ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለከ ኃይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም
ኃይልየ ወጸወንየ ውእቱ እግዚእየ
እስመ ኮንከኒ ረዳእየ
እብል በኣኮቴት
ኣቡነ
ዘበሰማያት ይትቀደስ ስምከ
ትምጻእ መንግሥትከ
ወይኩን ፈቃድከ
በከመ በሰማይ ከማሁ በምድር
ሲሳየነ
ዘለለዕለትነ ሃበነ ዮም
ህድግ ለነ
ኣበሳነ ወጌጋየነ
ከመ ንሕነኒ ንሕድግ ለዘኣበሰለነ
ኢታብኣነ እግዚኦ ውስተ መንሱት
ኣላ ኣድሕነነ
ወባልሃነ
እምኵሉ እኩይ
እስመ ዚኣከ
ይእቲ መንግሥት
ኃይል ወስብሓት ለዓለመ ዓለም
ትምጻእ መንግሥትከ
ወይኩን ፈቃድከ
በከመ በሰማይ ከማሁ በምድር
ሲሳየነ
ዘለለዕለትነ ሃበነ ዮም
ህድግ ለነ
ኣበሳነ ወጌጋየነ
ከመ ንሕነኒ ንሕድግ ለዘኣበሰለነ
ኢታብኣነ እግዚኦ ውስተ መንሱት
ኣላ ኣድሕነነ
ወባልሃነ
እምኵሉ እኩይ
እስመ ዚኣከ
ይእቲ መንግሥት
ኃይል ወስብሓት ለዓለመ ዓለም
ለከ ኃይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም……………..
ለከ ይደሉ ኃይል፣
ወለከ ይደሉ ስብሓት፣
ወለከ ይደሉ ኣኰቴት፣
ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ፣
ለዓለመ ዓለም።
ንባባት ይንበብ………
1-ስብከት ናይ ነግህ
ተንሥኡ ላ ዕሌየ ሰማዕተ ዓመጻ፣
ወዘኢየኣምር ነበቡ ላዕሌየ፣
ተንሥኡ ላዕሌየ ሰማዕተ ዓመጻ: መዝ፣34 (35፣11)
v ወንጌል ቅዱስ
ዘዜነዉ ማቴዎስ ወማርቆስ
ሉቃስ ወዮሓንስ
ሉቃስ ወዮሓንስ
ቃለ ወልደ እግዚአብሔር
ሕዝቢ:- ስብሓት ለከ
ክርስቶስ እግዚእየ
ክርስቶስ እግዚእየ
ወኣምላክየ
ኵሎ ጊዜ
ይምሓረነ- እንበለ ደዌ ወሕማም እንበለ ጻዕር ወድካም
አመ ከመ ዮም ያብጽሓነ ያብጽሕኩም እግዚአብሔር በፍስሃ ወበሰላም: ኣቡነ ዘበሰማያት….
v ወንጌል፣ ማቴ. 27፣1-15
ዘርፍ፣- ወጸቢሖ ተማከሩ
ሊቃነ ካህናት
ይስቅልዎ ለኢየሱስ
ዲበ ዕፀ መስቀል
(3)
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተወልደ እም ማርያም ቅድስት ድንግል ተሠሃለነ እግዚኦ!
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ
ወተሰቅለ ዲበ ዕጸ መስቀል ተሠሃለነ እግዚኦ!
v
ወንጌል ማር. 15፣1-6
ወጸቢሖ ተማከሩ
ሊቃነ ካህናት
ኣውፅእዎ ኣፍኣ ለኢየሱስ
ወወሰድዎ ይስቅልዎ:
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተወልደ እም ማርያም ቅድስት ድንግል ተሠሃለነ እግዚኦ!
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ
ወተሰቅለ ዲበ ዕጸ መስቀል ተሠሃለነ እግዚኦ
v ወንጌል ሉቃስ 22፣66-ፍጻሜ፣ 23፣1-13
ወጸቢሖ ተማከሩ
ሊቃነ ካህናት
ኣውፅእዎ ለኢየሱስ
ወመጠውዎ ለጲላጦስ:
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተወልደ እም ማርያም ቅድስት ድንግል ተሠሃለነ እግዚኦ!
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ
ወተሰቅለ ዲበ ዕጸ መስቀል ተሠሃለነ እግዚኦ
v ዮሓንስ 18፣28-ፍጻሜ:-
ወጸቢሖ ተማከሩ
ወጸቢሖ ተማከሩ
ሊቃነ ካህናት
ኣውፅእዎ ለኢየሱስ
ወነበረ ዐውዶ ሶቤሃ:
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተወልደ እም ማርያም ቅድስት ድንግል ተሠሃለነ እግዚኦ!
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ
ወተሰቅለ ዲበ ዕጸ መስቀል ተሠሃለነ እግዚኦ!
ካህን- ጸልዩ በእንተ ዛቲ መካን ይብል-
ሕዝቢ- አብ ምዕራፍ አብ ምዕራፍ እግዚኦ ተሣሃለነ !
v ክርስቶስ ኣምላክነ ዘሓመ ወሞተ በእንቲኣነ፣
ወበሕማማቲሁ ይቤዝወነ፣
ንሰብሖ
ወናልዕል ስሞ ኅቡረ
እስመ ውእቱ ገብረ መድኃኒተ
በዕበየ ሣህሉ፣
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን እብኖዲ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ታኦስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ማስያስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኢየሱስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ክርስቶስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኣማኑኤል ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ትስቡጣ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን 41ጊዜ
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን እብኖዲ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ታኦስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ማስያስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኢየሱስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ክርስቶስ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኣማኑኤል ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ትስቡጣ ናይን ኪርያላይሶን
ኪርያላይሶን 41ጊዜ
v ሠላምታ ይበጽሕ…..
2- ሰዓት 9 (ሠልሰቱ) ኣቡን
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ:
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ:
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
:
v ኣርዑተ መስቀሉ ፆረ፣
አርዑተ መስቀሉ ፆረ፣ይስቅልዎ ሖረ፣
ዬ፣ ዬ፣ ዬ፣
ከመ ኪያነ ይቤዙ፣
እግዚእ ኮነ ገብረ :
v ለከ ኃይል ክብር ወስብሓት ወእዘዝ እስከ ለዓለም…….ይቕጽል:
v
ኣቡነ ዘበሰማያት ይትቀደስ ስምከ………..ይቕጽል:
v
ንባባት ምስ ተነበበ፣ ቤተ ክርስቲያን ኣሰርጊኻ ንዋያተ ቅዱሳን ኵሉ ይወጽእ:
v 1-ካህን፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
v ዲያቆን፣ መዝ፣ 34(35) ውርድ ንባብ ጌሩ የንብብ
ግፍኦሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ንሣእ፣ ወልታ፣
ወኲናተ፣ ወተንሥእ ውስተ ረዲኦትየ።
ምላኅ ሰይፈከ፣
ወዕግቶሙ፣ ለእለ ሮዱኒ፣
በላ ለነፍስየ ኣነ ውእቱ ረዳኢኪ፣
ለይትኀፈሩ ወይኅሰሩ፣
ኵሎሙ እለ ይሃስስዋ ለነፍስየ..።
ለይትኀፈሩ ወይኅሰሩ፣
ኵሎሙ እለ ይሃስስዋ ለነፍስየ..።
v 2-ካህን፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
v ዲያቆን፣ መዝ፣ 34(35)—
ወኣሕመምኩዋ በጾም ለነፍስየ፣
ወጸሎትየኒ ገብኣ ውስተ ሕፅንየ፣
ከመ ዘለኣኀውየ፣ ወለቢጽየ፣ ከመ ኣድሎኩ..
ስብሓት ለአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም፣
v 3-ካህን፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
ጽብኦሙ እግዚኦ ለእለ ይጽብዑኒ፣
ግፍዖሙ እግዚኦ ለእለ ይገፍዑኒ፣
v ዲያቆን፣ ስብከት፣-
ዐገቱኒ ከለባት ብዙኃን፣
ወኣኀዙኒ ማኅበሮሙ ለእኩያን፣
ዐገቱኒ ከለባት ብዙኃን፣ መዝ 21(22)
v ካህን፣ ወንጌል ቅዱስ
ዘዜነዉ ማቴዎስ ወማርቆስ
ሉቃስ ወዮሓንስ
ቃለ ወልደ እግዚአብሔር:
v ሕዝብ:- ስብሓት ለከ
ክርስቶስ እግዚእየ
ወአምላኪየ ኵሎ ጊዜ፣
v ካህን ማቴ 27፣15-27 የንብብ
ጊዜ ሠለስቱ ሰዓት፣
ኣኀዝዎ ለኢየሱስ
ወወሰድዎ ይስቅልዎ፣
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት…………….
v ካህን:ማርቆስ 15፣6-16
ጊዜ ሠለስቱ ሰዓት፣
ቀሠፎ ጲላጦስ ለኢየሱስ
ወወሰድዎ ይስቅልዎ፣
v ካህን:-ሉቃስ 23፣13-26
ጊዜ ሠለስቱ ሰዓት፣
ኣሕየወ ሎሙ በርባንሃ
ወወሃቦሙ ኢየሱስሃ ይስቅሉ፣
v ካህን:-ዮሓንስ 19፣1-13
ጊዜ ሠለስቱ ሰዓት፣
ወሰድዎ ለኢየሱስ
ውስተ ዓውደ ምኵናን::
v
ጸልዩ በእንተ ዛቲ መካን ይበሃል፣………
…እግዚኦ ተሣሃለነ : እናበሉ ይቕበሉዎ።
…እግዚኦ ተሣሃለነ : እናበሉ ይቕበሉዎ።
v ክርስቶስ ኣምላክነ ዘሓመ ወሞተ በእንቲኣነ፣
ወበሕማማቲሁ ይቤዝወነ፣
ንሰብሖ
ወናልዕል ስሞ ኅቡረ
እስመ ውእቱ ገብረ መድኃኒተ
በዕበየ ሣህሉ፣
v
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን…..ይቕጽል።
v
ካህን፣ ፍትሓ ዘወልድ፣ ጸሎተ ቡራኬ፣ ወዕቀቦሙ፣ ነዋ በግዑ፣ የብጽሕ።
v 3- ሰዓት
12-ስድስቱ- ኣቡን
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ተሰቅለ ተሰቅለ ተሰቅለ
ወሓመ
ቤዛ ኵሉ ኮነ
ዬ፣ ዬ፣ ዬ፣
በመስቀሉ ቤዘወነ፣
እሞት ባልሓነ፣
ለከ ኃይል…….. ይቕጽል.
v ካህናት፣ (እናተበራረዩ: ሠልሰተ ጊዜ)፣-
ለመስቀልከ ንሰግድ ኦ ሊቅነ፣
ወለትንሣኤከ ቅድስተ
ንሴብሕ ኵልነ፣
ይእዜኒ ወዘልፈኒ፣
v
ዲያቆን፣ ካብ ግብረ ሕማማት ዝተዳለወ፣ ብውርድ ንባብ መሕዘኒ የንብብ፣
v ስብከት:
ቀነዉኒ እደውየ ወእገርየ፣
ቀነዉኒ እደውየ ወእገርየ፣
ወኈለቁ ኵሎ ኣዕፅምትየ፣
ቀነዉኒ እደውየ ወእገርየ፣
ቀነዉኒ እደውየ ወእገርየ፣
መዝ 21(22)
v ዲያቆን፣-
ቁሙ ወኣጽምዑ ከመ ንኩን
v ዲያቆን፣-
ቁሙ ወኣጽምዑ ከመ ንኩን
ድልዋነ ለሰሚዓ ወንጌል ቅዱስ፣
ኦ እግዚእነ ወኣምላክነ፣
መሓረነ ወተሠሃለነ
ወረሰየነ ድልዋነ
ለሰሚዓ ወንጌል ቅዱስ።
v ካህን፣ ወንጌል ቅዱስ
ዘዜነዉ ማቴዎስ ወማርቆስ
ሉቃስ ወዮሓንስ
ቃለ ወልደ እግዚአብሔር:
v ሕዝብ:- ስብሓት ለከ
ክርስቶስ እግዚእየ
ወአምላኪየ ኵሎ ጊዜ፣
v ካህን ማቴ 27፣27-46 ... የንብብ
ጊዜ ስድስቱ ሰዓት
ኣልበስዎ ኣልባሲሁ
ለኢየሱስ ወወሰድዎ ይስቅልዎ፣
v
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት…………….
v ካህን ማርቆስ 15፣16-34
ጊዜ ስድስቱ ሰዓት
ዐበጥዎ ለስምዖን
ከመ ይፁር መስቀሎ፣፣
v ካህን:-ሉቃስ 23፣26-45
ጊዜ ስድስቱ ሰዓት
ሰቀልዎ ለኢየሱስ
በቀራንዮ :
ካህን:-ዮሓንስ 19:13-28
ቀትር ሶቤሃ ሊቃነ ካህናት
ሰቀልዎ ለኢየሱስ
ማእከለ ክልኤ ፈያት፣ዜ ስድስቱ ሰዓት
Ø ካህናት ኣብ ኣፍ ደገ ቤት መቅደስ ጸሊም ልብሲ ተሸፋፊኖም፣ ኮፍ ኢሎም፣
ኣምንስቲቲ ሙኪርያ ኣንቲ ፋሲልያሱ
ኣምንስቲቲ ሙዓግያ ኣንቲ
ፋሲልያሱ
ኣምንስቲቲ ሙዳሱጣ ኣንቲ ፋሲልያሱ
(ምእንታይ ዝሞትካ ነበልባላዊ ጐይታ ምእንታኻ ከምዝመውት ግበረኒ)
Ø
ዲያቆን፣ ኣብ ግብረ ሕማማት ዘሎ የንብብ።
Ø
ካህናት -(1):-
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ
መንግሥትከ፣
ተዘከረነ እግዚኦ ኦ ሊቅነ፣
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ፣
Ø
ዲያቆን፣ ውርድ ንባብ መሕዘኒ ገይሩ፣
ተዘከረነ ኦ ንጉሥ መኑ ርእዮ ለፊያታዊ…… ዝብል የንብብ።
ኣብ ምዕራፍ ምስ በጽሐ ከኣ:-
ኣብ ምዕራፍ ምስ በጽሐ ከኣ:-
Ø
ካህናት (2):-
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግሥትከ፣
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግሥትከ፣
ተዘከረነ እግዚኦ ኦ ሊቅነ፣
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ፣
Ø
ካህናት (3):-
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግሥትከ፣
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግሥትከ፣
በከመ ተዘከርኮ ለፊያታዊ ዘየማን
እንዘ ሃሎከ ዲበ ዕፀ መስቀል ቅዱስ፣
v 4- ሰዓት 3-ተስዓቱ- ኣቡን
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሶበ ሰቀልዎ፣ ሶበ ሰእልዎ፣
ሶበ ሰቀልዎ ለእግዚእነ፣
ፀሓይ ጸልመ፣
ወወርኅ ደመ ኮነ
ዬ፣ ዬ፣ ዬ፣
ኣድለቅለቀት ምድር፣
ወተከሥቱ መቃብራት፣
ለከ ኃይል…………….. ይቕጽል.
Ø ንባባት ይንበብ
ኦ ዘጥዕመ ሞተ በሥጋ፣
ኦ ዘጥዕመ ሞተ በሥጋ፣
ኦ ዘጥዕመ ሞተ በሥጋ፣ (ሕዝቢ
እናሰገዱ ይቕበሉ)(3 ጊዜ ይበሃል)
ዲያቆን፣ ስብከት
ወወደዩ ሓሞተ ውስተ
መብልዕየ፣
ወኣስተዩኒ ብኂኣ ለጽምእየ፣
ወወደዩ ሓሞተ ውስተ መብልዕየ: መዝ 68(69
ቁሙ ወኣጽምዑ ከመ ንኩን
ድልዋነ ለሰሚዓ ወንጌል ቅዱስ፣
ኦ እግዚእነ ወኣምላክነ፣
መሓረነ ወተሣሃለነ
ወረስየነ ድልዋነ ለሰሚዓ ወንጌል ቅዱስ
v ካህን፣ ወንጌል ቅዱስ
ዘዜነዉ ማቴዎስ ወማርቆስ
ሉቃስ ወዮሓንስ
ቃለ ወልደ እግዚአብሔር:
v ሕዝብ:- ስብሓት ለከ
ክርስቶስ እግዚእየ
ወአምላኪየ ኵሎ ጊዜ፣
v ካህን ማቴ 27፣46-51 የንብብ
ጊዜ ተስዓቱ ሰዓት፣
ጸርሓ ኢየሱስ በቃሉ፣
ወይቤ ኤሎሄ ኤሎሄ፣
ቅዱስ እግዚአብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት…….
v ካህን ማርቆስ 15፣34-38
ጊዜ ተስዓቱ ሰዓት፣
ገዓረ ኢየሱስ በቃሉ፣
ወወፅኣት መንፈሱ ሶቤሃ፣
ቅዱስ እግዚአብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘኢይመውት……
v ካህን:-ሉቃስ 23፣45-47
ጊዜ ተስዓቱ ሰዓት፣
ከልሓ ኢየሱስ በቃሉ፣
ወኣማኅፀነ ነፍሶ ሶቤሃ፣
ካህን:-ዮሓንስ 19:28-31
ጊዜ ተስዓቱ ሰዓት፣
ኣጽነነ ርእሶ ኢየሱስ፣
ወይቤ ተፈጸመ ኵሉ፣
v
ጸልዩ በእንተ ዛቲ መካን ይበሃል፣………
እግዚኦ ተሣሃለነ ::እናበሉ ይቕበሉዎ።
እግዚኦ ተሣሃለነ ::እናበሉ ይቕበሉዎ።
ኪርያላይሶን ይውድኡ::
5- ሰዓት 5-ናይ ሰርክ፣ ዐሰርቱ
ወኣሓዱ- ኣቡን
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ:
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ:
ዘአምላክነ ኂሩተ፣
ትሕትና ወየውሃተ፣
ዘእንበለ ዓቅም፣
ዬ፣ ዬ፣ ዬ፣
እንዘ ይጼዕልዎ ኢጸዐሎሙ፣
ወእንዘ ያሓምምዎ ኢተቀየሞሙ፣
ኣብዚ ለከ
ኃይል የልቦን፣ ንባባት እናተነበበ፣ ተዘርጊሑ ዝወዓለ ንዋየ ቅድሳት ተኣኪቡ መቕደስ ይኣቱ።
ድሕሪኡ :ኣብ
ውሽጢ ኣቲኻ እግዚኦታ ናብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ዓለም እናተዛወርካ ይበጽሕ።
ድሕሪኡ ከምቲ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተገርፎ መዘኻኸሪ ጠብጢብካ
12 ጊዜ ኣቡነ ዘበሰማያት 41 ጊዜ ኪርያላይሶን አብጽሑ ኢልካ ነፍስ ወከፍ ሰብ ከምዝሰግዱ ይግበር።
ካብ መዝሙራት ዳዊት፣
1-ዓቢይ ካህን መዝ 108 (109)፣ እግዚኦ ኢትጸመመኒ ስእለትየ …..የንብብ።
ሕዝቢ ከኣ ለይሁዳ ወልዱ ወውሉደ ውሉዱ ይደምሰስ እናበሉ ይቕበሉ።
2-መዝ 135 (136) ግነዩ ለእግዚአብሔር…… የንብብ።
ሕዝቢ ከአ እስመ ለዓለም ምሕረቱ እናበሉ ይቕበልዎ።
3- መዝ 150: ንኡስ ኣነ እምኣኀውየ….፣ የንብብ።
ውሉደ ውሉዱ ይሁዳ ይደምሰስ እናበሉ ይቕበልዎ።
4- ጸሎተ ሠለስቱ ደቂቅ፣ ይንበብ
ይትባረክ
እግዚአብሔር ኣምላከ ኣበዊነ…….፣
ስቡሕኒ ውእቱ ወልዑልኒ ውእቱ
ለዓለም እናበሉ ይቕበልዎ።
ይባርክዎ ኵሉ ግብረ እግዚእ ለእግዚኣብሔር።
ስቡሕኒ ውእቱ ወልዑልኒ ውእቱ
ለዓለም እናበሉ ይቕበልዎ።
ኣብ መወዳእታ መዝ 1 ብፁዕ ብእሲ ዘኢሖረ በምክረ
ረሲኣን።
ሕዝቢ: ለይሁዳ ወልዱ ወውሉደ ውሉዱ ይደምሰስ እናበሉ ይቕበሉ።
ወፍኖቶሙሰ ለኃጥኣን ትጠፍእ፣ ክብል ከሎ
እቲ ሒዞሞ ዝጸንሑ መብራህቲ የጥፍእዎ።
v ቀጺሎም ሊቃውንቲ ንሴብሖ ለእግዚኣብሔር ስብሁሃ ዘተሰብሓ እናበሉ ይመርሑ፣ ኵሎም ብከበሮ እናኣመስገኑ 3 ጊዜ ይዞሩ።
ኣብ መወዳእታ
ይምሓረነ ተባሂሉ፣ ካህን ስርየት ሂቡ የፋንዎም።
ስብሓት ለእግዚአብሔር
No comments:
Post a Comment